ፀገማት ሰናይ ምሕደራ ኢትዮጵያ ብኣንደበት ምሁራት ( 2ይ ኽፋል )

ዋሽንግተን— ብግብራዊ ስጉምታትት እንተድኣ ዘይተዓጂቡ ፀገማት ሰናይ ምሕደራ ኣለና ኢልካ ምዝራብ እኹል ኣይኮነን ይብሉ ምሁራት መንእሰያት ገብረሚካኤል ገብረመድህንን ናሁሰናይ በላይን። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራ፣ ኦሮሚያ፣ክልል ደቡብን ኣዲስ ኣበባን ዘለው ፀገማት ሰናይ ምሕደራን...