Tagged: Girmay Gebru

normal_Fingers

ዕውታት ማናቱ ኣሓት ለምለምን ትርሓስን

ኣብ ከተማ መቐለ ብቁልቲ ሸይጠን፣ ሳእኒ ወልዊለንን ሰፍየንን ዝተመሃራ ማናቱ ኣሓት ለምለምን ትርሓስን ብቐዳማይ ዲግሪ ተመሪቐን ። ትርሓስ ካብ መቐለ ዩኒቨርሲቲ ብሞያ መዋልዳን ለምለም ድማ ካብ ሚዛን ቴፒ ዩኒቨርሲቲ ብሞያ ሲቪል ምህንድስና እየን ተመሪቐን።...