ዕላል ምስ ፍቕረ ረታ (ራያ)

http://media.sbs.com.au/audio/tigrinya_151205_457832.mp3 ካብቶም ዉሑዳት ቀዳሞት ናብ ኣውስትራሊያ ዝተሰዱ’ዩ፡ታሪኽ ብዛዕባኡን ካልኦት ከመኡ ዝኣመሰሉን ኣብ መጽሓፍ ተጻሒፉ ኣሎ። ብዝገበሮ ኣበርክቶ ብዙሕ ስልማትውን ተሰሊሙ’ዩ፡ ባህሊ ራያ ኣዚዩ ዘስተማቕርን ብባህሉ ዝምካሕን ሰብዩ፡ ናይ ደቁ ኣስማት፡ ዓዘቦን ራያን ክከውን ዝመረጸ...