ትግርኛ

cultural-attraction-stunning-ethiopia-4

ዘበን ገበል ዝሃበካ ተቐበል

ሎሚ ኣብ ሞዛይክ ባህሊ ኣብ ሬድዮ ኤስቢኤስ ጻንሒት ምስ መኮነን ተስፋይ፡ ብዛዕባ ንግስነት ኣርወ ወይ ዘበን ገበል ዝሃበካ ተቐበል! ብኸመይ ተባህለ ? ቀረኢቡ ኣሎ። Source: SBS Radio Tigriya

cultural-attraction-stunning-ethiopia-14

ባህሊ ኣሸንዳ

ኣብዚ ቅንያት ምስ ክራማት ዝተኣሳሰሩ ኣብ ከበሳታት ኤርትራን ሰሜን ኢትዮጵያን ዝተፈላለዩ ባህላዊ ጸወታታት ዝዝውተረሉ ወቕቲ እዩ። ሓደ ካብኡ ዝኾነ ንኣሸንዳ ዝምልከት መደብ ኣብ መደብ ባህልን መንእሰያትን