ትግርኛ-አማርኛ

ትግርኛ፡አማርኛ

TigrayAdmMap

“ህዝቢ ወልቃይት ካብ ትግምቶ ንላዕሊ ትግራዋይ’ዩ” ኣናንያ ሴቭ ዓድና

ጉዳይ ወልቃይት ፀገም መንነት ዘይኮነስ አብ ሞንጎ ተጋሩ ዘሎ ሕመቕ ዝፈጠሮ ፀገም እዩ፡፡ሕቶ መንነት እንተ ዝከውን አብ 1960ታት 1970ታት ካብ በገ ምድር ተበጊሱ ናብ ህወሓት ተፀምቢሩ አይምተቓለሰን፡፡ እቲ አብ ዝሓለፈ ቅንያት ንዝተወለዐ ግጭት ምክንያት...

normal_Fingers

ዕውታት ማናቱ ኣሓት ለምለምን ትርሓስን

ኣብ ከተማ መቐለ ብቁልቲ ሸይጠን፣ ሳእኒ ወልዊለንን ሰፍየንን ዝተመሃራ ማናቱ ኣሓት ለምለምን ትርሓስን ብቐዳማይ ዲግሪ ተመሪቐን ። ትርሓስ ካብ መቐለ ዩኒቨርሲቲ ብሞያ መዋልዳን ለምለም ድማ ካብ ሚዛን ቴፒ ዩኒቨርሲቲ ብሞያ ሲቪል ምህንድስና እየን ተመሪቐን።...